Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
Now and here is the right time for regime change #eritrea.
Thank you for having me
And @asmarino80
Message of honor to @Daerona2024 @Daerona901
And all in the struggle. Also our alliees. May the change benefit us all for strength, prosperity and happiness
youtu.be/v-bdvyAAu7A?is=OLZR…
Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
ከም ዓለምና ሰባት ኢና!
ከም ዓለም ትደልዮን ትሓልሞን ንደልን ንሓልምን! ንፍትሒ ነብስናን , ህዝብናን ሃገርናን ውን ንሳቀን ንቃለስን ኢና.
እሞ እንታይ🤔! እሞ እንታይ🤔! ዝኾነ ኣብሾ እዩ ድኣ ሒዙና ኣብ ሓደ ኮፍ ኣቢሉ ከዘራርበና ዝኽእል:- ራኢኡን ዕላምኡን ዘነጸረ ሓሳብ ሒዝና ክንማጎትን ፍልልይና ክንጸዋወርን ዘየኽእለና' ዘሎ እንያይ እዩዩዩዩ!! It’s not too late!
ትሓስብዎ'ዶ ንሓንቲ ሃገርን ንሓደ ህዝብን ብዓቢኡ ንባዕልና ንክጥዕመና መጻኢና ኣብ ዓድና ሓረግ ወለዶና ንኽነቀጽልን ክሳብ ንንበር'ዶ ንጥፋእ ኢልና ንቃለስ ከም ዘለናስ ይስወጠና'ዶ ኣይመስለንን🤔 መብዛሕትና!
ስለዚ ሕጂ'ውን ፍቶ ጽላእ ወለዶይ ዓወትካ ዓወተይ! ዓወትኪ ዓወተይ! ተበሃሂልካ ትከዶ ቃልሲ, ትሃንጾ ሕብረተሰብ, ትርከቦ ፍትሓውን ሰለማውን ሃገር ኣብ ኢሂንምሂን እንበር ንኢታይ በላ! ንብልሃቱ በሎ! ዘይኮነስ ሓሳብ ምጽውዋር እዩ:
ውሽጣን ደጊኣን ርኣይዋ! 👀 ምስሊ እዛ ማንጎ ምምሳል ነቃርጽ ብደጊኣ ጽብቅቲ ተባሂላ ተገዚኣ ክንሳ ግን ናብ ጣውላ ወሪዳ ምስ ኣቶ ካራ ተዘራረበት እሞ እታ ብደጊኣ ውቅብትን መወናወኒትን, ውሽጣ ግን ባዶ ጸንሐት.ከምዚ ትርእይዋ ዘለኹም ስለዚ ጉዕዞ ንሓርነት ሱር በተኻዊ ለውጢ ክሳብ ዝኾነ ጉዕዞ ፍትሕን ዲሞክራስን ካብዚ እዩ ዝጅምር እቲ ጽባሕ ክንላበሶ እንደሊ ሓርነትን ፍትሕን ሕጂ ንላበሶን ንለማመዶን መታን ጽባሕና ክሓይሽ ካብ ሎሚ.
ክንድቅስ ክንትንስእ ዘተ ሓሳብ ናብ ጣውላ ኣይንረስዕ መታን ዝጀመናዮ ቃልሲ ከይንዝንግዕ::
#BRFJ #BlueRevolutionForJustice
#RegimeChangeInEritrea
#NoMorePFDJTerror
#DAERONA
Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
RORA – Research, Outreach, Representation & Advocacy
Empowering communities through knowledge, connection, representation, and advocacy. Together, we work towards a strenger and brighter
#BlueRevolution #TransnationalRepression #RegimeChange 💙🌾
Happy birthday 🎂🔥@TeklayZaid , I wish you many more years ahead!
Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
Happy Birthday Mama Zaid @TeklayZaid!👑🎂🩷💜💞🎉🎊 May your day be filled with love, joy, and countless blessings. Wishing you continued strength, good health, and happiness. Your kindness, courage, and dedication to justice are truly inspiring. Keep shining, beautiful! ❤️🍾🥂🎉🎊 #BirthdayWish #EritreanQueen 👑💙
Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
Replying to @HadishMiki
@HadishMiki ሓወይ ሽሕ ግዜ ሊላና ኣብ ትዊተር X ይተሓጸር ❤️ ብዓቕልኻን ብምቕሉል ጠባይካን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባኻን ካብቶም ኣዝየ ዘድንቐካ ሰብ ኢኻ። ናይ ህይወት መጻምድትኻ ምርካብካ ካብ ልበይ የሕጒሱኒ። 🥰💍 እግዚኣብሔር ንሓዳርኩም ይባርኮ፡ ብፍቕርን ሓጎስን ዝተመልአ ህይወት ይሃብኩም።እንቋዕ ሓጎሰኩካ ሓወይ ናተይ ❤️🙏🏽
Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
Replying to @teweld6480
14 years since 2012 we never beat them in their hometown
Samri-Alpha እዝውቲ retweeted
Replying to @abi_msgna
Vigilante groups in #Durban #KZN are encouraging vandalism and looting of migrant businesses. #Refugee #Asylum_seekers m #migrants are living in terror.
It’s been a while since March n March replaced the state n assume z role of law, police n immigration enforcement.

























