Pinned Tweet
Life isn't a matter of milestones, but of moments."@HagerMetkel @arag9105
ቅያ ስጡም መስርዕ #ክተት🇪🇷✊🏽
ኤርትራዊ መንእሰይ ዓቢ ፍቕሪ ሃገር ሰኒቑ ንሃገሩ ህይወቱ ክሳብ ምሃብ ዘብጽሕ ናይ ሓባር ስምዒት ሳላ ዝሓደሮ ኤርትራ ሓይሊ ኮይና ኣብ ዝተፈለለየ መድረኻት ንጸላእታ ኣድኒና'ያ፡፡ ኤርትራ ንኽብራ ብረት ካብ ዘልዓለትሉ ክሳብ ሕጂ ኣብ ነብሳ ኣሚና ነብሳ ንምክልኻል ሓይሊ ውሒድዋ ኣይፈልጥን እዩ። ካብ ወለዶ 1960ታት ክሳብ ወለዶ 2020ታት ዝተፈጥረ መንእሰይ ኣብ ቅድሚኡ ነንዝተገተረ ብድሆ ክብድህ ጸኒሑ ኣሎ። ሰንሰለት ጅግንነት ኤርትራ ነፍሲወከፍ ወለዶ ናቱ ቀለቤት እናለቀበ ስለ ዝመጽአ ኣይተበትከን።
ንቕልጽም ኤርትራዊ ዝጠዊ ሓይሊ ኣይተራእየን። ከምቲ ንዘይትጠውዮ ኢድ ትሳለሞ ኢኻ ዝብሃል ከኣ መወዳእታ ዕጫ ናይቶም “ኣጥፋእናኩን ጠሓርናኩም" እናበሉ ዝመጽኡ ዓመጽትን ገዓርትን ሰጊድካ ኢድ ኤርትራዊ ምስላም እዩ ኮይኑ ጸኒሑ። ዕጫ ናይዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ትንዕ ድንዕ ዝብል ስርዓት ከኣ ካብ ዕጫ ናይቶም ዝሓለፉ ስርዓታት ዝፍለ ኣይክኸውንን እዩ።
ኤርትራ፡ ኩሉ ነገር ገዲፎም ናብ ቃልሲ ብዝተሰለፉ መንእሰያት እያ ከም ሃገር ተወሊዳ። ድሕሪ ናጽነት እውን ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነትን ልኡላውነት ኤርትራን ክዕቀብ ዝኸኣለ ብቐንዱ በቶም ኩሉ ነገር ገዲፎም ኣብ መስመር መኸተ ደው ዝበሉ ደቂ ኤርትራ እዩ። ትብዓትና፡ ተስፋና፡ ባህግና፡ ክብርታትና ኣሕዲጎም ዘርሞ ዘርሞ ንምግባርና ዝተፋሕሰ ፍሕሶ ንምፍንጣሕ፡ ልዕለ ሰብኣዊ ጽንዓት ኣርኢና ኢና።
ካብ ሓኾርናዮ ኣስካላ ክብሪ - ሰብኣውን ሃገራውን ክብሪ - ኣውሪዶም ኣብ ጭቃ ሕስረትን ውርደትን ከውድቑና ገሊኦም ሃንደስቲ ገሊኦም ከኣ ተለኣኣኽቲ ኮይኖም ሕጂ'ውን ይሰርሑ ኣለዉ። ንናጽነቱን ልእላውነቱን ክቡር ዋጋ ዝኸፈለ፡ ጣዕሚ ናጽነትን ክብርን ዝጠዓመ ኤርትራዊ ሎሚ ተሓጺቡ ናብ ጭቃ ከይዱ ከንገርግር ዝሕሰብ ኣይኮነን፡፡ እቶም ዘይሕሱብ ዝሓስቡ ካብ ሓሰብዎ ግን ንሓሳቦም ካብ ምብታን ካልእ ምርጫ የብልናን።
እዚ መኸተ'ዚ ብፍላይ ንመንእሰያት ፍሉይነት ኣሎዎ፡፡ ካብ ወረስቲ ታሪኽ ምዃን ኣውጺኡ ናብ ፈጠርቲ ሓድሽ ታሪኽ ዘሰጋግር መኸተ ብምዃኑ፡ ኣብ ዝሃለና ንሃሉ በብኽእለትና እጃምና ከነበርክተሉ ኣሎና። ታሪኽ ነዞም ሕጂ ዘሎና ወለዶ ዓቢ ሕቶ ቀሪቡልና ኣሎ። እቲ ሕቶ ዓቂብካኒዶ፧ ኣጽኒዕካኒ/ ፈሊጥካኒዶ፧ ኣይኮነን። ነቲ "ዝተረከብካዮ ታሪኽ ንምሕዳስ፡ ንምዅላዕ እንታይ ትገብር ኣለኻ፧" ዝብል'ዩ።
እዚ ሕቶ'ዚ፡ “ኣብ መትከሎም፡ ኣብ ኣሰሮም ኣለና” ብምባል ዝምለስ ሕቶ ኣይኮነን። ወለዶና ነቲ ክሳብ ሕጂ ከይተበትከ ዝቐጸለ ሰንሰለት ናይ መኸተ ሓድሽ ቀለቤት ለቂብና ክንቅጽሎ እንከለና እዩ ዝምለስ። ነታ ዝሓለፉ ወለዶታት ብደሞምን ርሃጾምን ኩለንትናዊ መስዋእቲ ከፊሎም፡ ኩሉ ነገሮም ገዲፎም ዝተኸልዋ ሃገር፡ ንሕና እውን ብደምና፡ ብርሃጽና ንኽንሕልዋን ከነሰጋግራን ትጉሃትን ድሉዋትን ከም ዘለና ከነርኢ ኣሎና።
ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ርእሲ ኲናት ናይ መኸተ ኮይኑ ክብርን ልኡላውነትን ሃገሩ ብትኹረት ይሕሉ ኣሎ። ሓይልታትና፡ ሓይሉ ናይ ምውጥዋጥ ልማድ የብሉን። ኣየወጣውጦ ደኣ እምበር፡ በትሩ ግን ኣብ ኢዱ'ዩ ዘሎ። መኸተ ወተሃደራዊ ጥራይ ኣይኮነን። ደራፋይ ብልሳኑ፡ ጸሓፋይ ብብርዑ፡ ገጣማይ ብግጥሙ፡ ብዓል ሃብቲ ብንዋቱ፡ ምሁር ብፍልጠቱ፡ ብዓል ሞያ ብኽእለቱ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዝነጥፍ ብመድረኹ ይመክት። ሕጂ'ውን
ኩሉ ድሕሪ ሃገር!
#NoMoreWars
🇪🇷🇸🇩🇸🇴🇻🇳 #HoA @UNGeneva
@EritreaUNGeneva @hawelti @AmbStesfamariam @antonioguterres
ፈለግ ሰውራ retweeted
ዝርግሐ ኣገልግሎት ቅድመ-ትምህርቲ ኣብ ሃገርና
ዓንዶም ግርማይ (ወዲ-ደረስ)
ስእሊ፦ ሳልሕ ዓብደልቃድር
ቀዳማይ ክፋል
ቅድሚ ሕጂ፡ ቅድመ-ትምህርቲ ኣብ ሃገርና ኣብ ውሱናት (ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን) ዝተሓጽረ’ዩ ነይሩ። ካብ ቅድሚ 2 ዓመት ጀሚሩ ግን፡ ኣብ መላእ ሃገር ክስረሓሉ ጀሚሩ ምህላዉ ይግለጽ። ንሎሚ ኣብዚ ዓምዲ፡ ሓፈሻዊ ንኣበጋግሳ ናይዚ መደብን በጺሑዎ ዘሎ ደረጃን ከመይ ይመስል ኣብ ዝብል፡ ኣወሃሃዲት ስራሕ ቅድመ-ትምህርቲ ኣብ ጨንፈር ካሪክለም - ክፍሊ ሓፈሻዊ ትምህርቲ፡ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ መምህር ኣበባ ሃብቶምን ኣባል ናይቲ ኣሃዱ ዝኾነት መምህር ሚርያም ነጋሲን፡ ዝሃባና ሓበሬታ ቀዳማይ ክፋሉ ይስዕብ።
• ቅድመ-ትምህርቲ ክንብል እንከለና እንታይ ማለትና እዩ፧
ቅድመ-ትምህርቲ ሰፊሕ ዓውዲ እዩ። ብዓለም ደረጃ ድማ፡ ካብ ግዜ ጥንሲ ናይ ሓንቲ ኣደ ክሳብ ክሊ ዕድመ 8 ዓመት ንዝርከቡ ቈልዑ የጠቓልል። ኣብ ሃገርና ግን፡ ካብ ክሊ ዕድመ 4 ክሳብ 6 ዓመት የጠቓልል። ሓደ ቈልዓ ዕድመኡ 6 ዓመት ምስ መልአ፡ ናብ መባእታ ደረጃ ይሰጋገር። ቀዳማይ ክፍሊ ድማ ይጅምር። ዕማም ኣሃዱ ቅድመ- ትምህርቲ ኣብዚ መዳይ፡ ኣብ ትምህርቲ ጥራይ ዝተደረተ ኣይኮነን። ናብ ርሑቕ ገጠራት ብምትኳር፡ ቈልዑ ዕድመ ቅድመ-ትምህርቲ ዝጅምሩሉ ዕድመ ኣብ ዝበጽሑሉ ከይጀመሩ ንኸይተርፉ ጠመተኡ ልዑል’ዩ። ነዚ ዝሕግዞ ምልመላ ስድራ-ቤታት የካይድ። ነዚ ዘገልግሉ ዝተዳለዉ መሳለጥያ ምህሮ (ማንዋል) ኣለዎ። ካብዚ ተበጊሱ፡ ንጥፈታቱ የሰላስል።
ኣብዚ ኩሉ ክፈልጦን ክርድኦን ዘለዎ፡ ኣገልግሎት ቅድመ-ትምህርቲ ቀለማዊ ትምህርቲ ጥራይ ኣይኮነን ዝህብ። ኣስፊሑ ዝርኢ ዕማም እዩ። በዚ መሰረት፡ ቅድመ- ትምህርቲ ክንብል እንከለና ብኣርባዕተ ንሓድሕዶም ዝደጋገፉ ኣዕኑድ (Pillars) ዝቖመ ምዃኑ ምፍላጥ የድሊ። ጥዕናን ኣመጋግባን ህጻናት፡ ኣልያን ምሕብሓብን ስድራ-ቤታት፡ ትምህርቲ ምሃብን ምቹእ ኣከባቢ ከም ዝፍጠር ምግባርን ድማ ይበሃሉ።
ኣርባዕቲኦም ኣዕኑድ ንሓድሕዶም ተሳንዮም መታን ክኸዱ፡ ምቹእ ኣከባቢ ንኽፈጥር፡ ፈለማ ኣረዳድኣ ኮም ኣብ ቅድመ- ትምህርቲ ክዓቢ ኣለዎ። ግደ መምህራን ኣብዚ መዳይ መመላእታ’ምበር፡ መተካእታ ናይ ስድራ-ቤታት ስለ ዘይኮነ፡ ስድራ-ቤታት ምስ ትምህርቲ ቅድመ-ትምህርቲ ብምዝማድ ከመይ ገይረን ደቀን ክሕብሕባ ከም ዘለወን ምርዳእ የድሊ። ስለዚ፡ ቅድመ-ትምህርቲ ባህሊ ኮይኑ ኣብ ኣተሓሳስባ ሕብረተ-ሰብና ክሰርጽ፡ ኣጠማምታ ስድራ-ቤታት ክምዕብል ክኽእል ኣለዎ።
ኣብ ገጠራት ሃገርና ብሓፈሻ፡ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ድማ ብፍላይ፡ ቈልዑ ተወሊዶም 6 ዓመት ክሳብ ዝበጽሑ ዕድል ቅድመ- ትምህርቲ ዘይረኽቡ፡ ብመንገዲ ወለዲ ክበጽሕዎ፡ ናይ ምሕብሓብ፡ ኣመጋግባ፡ ጥዕና ወዘተ ኣፍልጦኦም ንምዕባይ ኣሃዱ ቅድመ- ትምህርቲ ብፍሉይ ካብ ዝሰርሓሉ ዕማም ሓደ’ዩ።
• እሞ ኣብዚ መዳይ፡ ብፍሉይ ህሱያት እንብለን ከባቢታት ብዓል መን’የን፧
ኣርባዕተ ዞባታት ኣለዋና። ንሳተን ዓንሰባ፡ ጋሽ-ባርካ፡ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪን እየን። ኣብዚአን ምቹእ ኩነታት ቅድመ-ትምህርቲ ንምጥጣሕ፡ መምህራን፡ ሱፐርቫይዘራትን ኣብቲ ስራሕ ዝሕግዙ ዓበይቲ ዓዲን ከም ዝስልጥኑን ኣብ ከባቢኦም እናተንቀሳቐሱ ንዝተወሰነ እዋን ከም ዝሰርሑን ተገይሩ። ውጽኢታዊ ድማ ነይሩ። ህዝቢ ፈትዩዎ ክቕጽል ብዙሕ ርእይቶታት’ኳ እንተወሓዘ፡ ዝጀመረ ስልጠና ብሰሪ ሕጽረት ባጀት ብኸምቲ ዝጀመሮ ዘይምቕጻሉ ግን ክሕሰበሉ ዘለዎ እዩ።
• መደብ ቅድመ-ትምህርቲ ኣብ ሃገርና ኣብ ከተማታትን ሓውሲ ከተማታትን ዝተሓጽረ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ። ካብ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት ጀሚሩ ግና፡ ናብ መላእ ሃገር ሰፊሑ ክስረሓሉ ንዕዘብ ኣለና። ካብዚ ብምብጋስ ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ መላእ ሃገር ናይ ዝተኸፍታ ብዝሒ ቅድመ-ትምህርቲ ክንደይ በጺሐን ኣለዋ።
ንምንጽጻር ዝኣክል፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2024 -25 ኣስታት 829 ኣብያተ-ትምህርቲ ቅድመ-ትምህርቲ ነይረን። ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2025ን 26ን ግን፡ እቲ ቊጽሪ ብተዓጻጻፊ ወሲኹ፡ ናብ 2400 በሪኹ ኣሎ። እዚ ክበሃል ከሎ ግን፡ ኣብ ምኽፋት ቅድመ-ትምህርቲ ብልሙጽ ይኸይድ ማለት ኣይኮነን። ብብዝሑ ሓርጐጽጐጽን ውረድ- ደይብን ዝኸይድ ዘሎ ወፍሪ ምዃኑ ድማ፡ ህዝቢ ክፈልጥ ዘለዎ’ዩ። በዚ ድማ፡ እቲ መደብ ብኸምቲ ዝጀመሮ ክቕጽል ዝተጸገማ ከባቢታት ኣለዋ። እዚ ዝተጠቕሰ ጸገም ከም ዘለዎ ኮይኑ ግን፡ መጽለሊ ኣብ ዘይብሉ ከባቢታት ንኣብነት ኣገልግሎት ቅድመ- ትምህርቲ ደው ክብል ስለ ዘይብሉ፡ ኣብ ትሕቲ ገረብን ካልእን ከም ዝቕጽል ይግበር ኣሎ።
• ክሳብ ሕጂ ኣገልግሎት ቅድመ- ትምህርቲ ዘይተኸፍተን ዓድታት፡ ተኻፈልቲ ናይዚ መኣዲ ናይ ንክዀና ዝግበር ጻዕሪ እንታይ ኣሎ፧
ከምቲ ዝጠቐስካዮ፡ ቅድመ-ትምህርቲ ዘይተኸፍተለን ብዙሓት ዓድታት ኣለዋና። ብፍላይ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ናይዘን ክብ ኢልና ዝጠቐስናየን ኣርባዕተ ዞባታት፡ እቲ ጸገም ኣሎ። ገለ ካብኦም፡ ኵነታት መነባብሮ ናይቲ ሕብረተሰብ፡ ኩነታት ኣየር፡ ራሕቂ ቦታ ወዘተ ክጥቀሱ ይኽእሉ። ብኸምዚን ካልእን ጸገማት፡ ዛጊት ብዙሓት ኣገልግሎት ቅድመ-ትምህርቲ ዘይተኸፍተለን ዓድታትን ከባቢታትን ኣለዋ። ነቲ ዘሎ ጸገም ፈቲሕካ ኣገልግሎት ቅድመ-ትምህርቲ ንምኽፋት ምስ ምምሕዳር ከባቢ ምትእስሳር ስለ ዘለዎ፡ ነፍሲ-ወከፍ ምምሕዳር ጠመተ ተዋሂቡዋ ክኽፈተላ፡ ዝግባእ ምትብባዕን ሓገዝን ክግበረላ ኣብ ዝሐለፈ ዝተኻየደ ኣኼባታት ተዘሪቡሉን ከም ለበዋ ቀሪቡን ኣሎ። ነፍሲ-ወከፍ ዓዲ፡ ናይ ቀዳማይን ካልኣይን ዓመት ኣገልግሎት ቅድመ-ትምህርቲ ክህልዋ ብደረጃ ሃገር ተኣዊጁ ስለ ዘሎ፡ በዚ መሰረት፡ ኣብ ጽላል ገረብ ይኹን ኣብ ክራይ በብግዜኡ ፍታሕ እናተገብረሉ ምቹእ ባይታ ክጣጣሕ ከም ዘለዎ ድማ ተሓቢሩ ኣሎ።
• ብደረጃ ሃገር ኣብ ቅድመ-ትምህርቲ ዝርከቡ ተማሃሮ፡ ብቛንቋ ኣደኦም ይመሃሩ ኣለዉ ክንብል ንኽእልዶ፧ ምድላዋት መነጣጠፊ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘገልግሉ ናውቲ ትምህርቲ ብኸመይ ይግለጽ፧
ኣብ ቅድመ-ትምህርቲ ተማሃራይ ብቋንቋ ኣደኡ ክመሃር ስለ ዘለዎ፡ እቶም ተኻፈልቲ ናይዚ መደብ ዝኾኑ ቈልዑ፡ ካብ ፈለማኡ ብሄር ብዘየገድስ ብቛንቋ ኣደኦም ከም ዝመሃሩ’ዩ ዝግበር። ኩሉ እቲ ነዚ መደብ ከገልግል ኢሉ ዝዳሎ ጽሑፋት’ውን ብቋንቋ ኣደ’ዩ። ብጥሙር ነዚ እተገልግል፡ “መምርሒ መምህር ቅድመ-ትምህርቲ” ዝተሰምየት ብኹለን ቋንቋታት ሃገርና ተተርጒማ ዝተዳለወት መጽሓፍ’ውን ኣላ። ስለዚ፡ ቋንቋ ኣደ ኣብ ቅድመ-ትምህርቲ ናይ ግድን እዩ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ከኣ፡ ትምህርቲ ቅድመ-ትምህርቲ ክልሰ-ሓሳብ ብመልክዕ ጸወታ ስለ ዝወሃብ ናይ ግድን መነጣጠፊ ናውቲ ትምህርቲ የድልዮም። ብዘይካ’ዚ፡ እቲ ክሊ-ዕድመ’ቲ ናይ ጸወታ ዕድመ ተባሂሉ’ዩ ዝጽዋዕ።
ዝቕረበሎም መነጣጠፊ ኣቑሑ ግን ከምቲ ዝድለ እኹል’ዩ ክበሃል ኣይከኣልን። ዝጐደለ ካብ ከባቢኦም ከም ዝረኸቡ እናተገብረ ግን ይመሃሩ። ኣብዚ መደብ ዝተመደባ መምህራን ብዛዕባ’ዚ ስልጠና ስለ ዝወሰዳ፡ ብዝተኻእለ ካብ ከባቢአን ብዝረኽባኦ ነገራት ተጠቒመን ከነጣጥፋኦም ከም ዘለወን ይፈልጣ’የን። ኣብቲ ከም መነጣጠፊ ዘገልግሉ ዝገጣጠሙ ናውቲ፡ ነቶም ቈልዑ ብቐሊሉ ዝርድኦም፡ ንቴማታት መንነትና ዘነጽሩን ዘጉልሑን ኮይኖም’ዮም።
እዚ ይኹን’ምበር፡ እቶም ዝቕረቡ ናውቲ ግን ኣኻሊ ድዩ ንዝብል፡ እቲ መልሲ ኣይኮነን እዩ። ነዞም ናውቲ ዘዳልው ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን’ዩ። እኹል ዓቕሚ ሃልይዎም ኣቕርቦቱ ናብ መላእ ሃገር ዝርከባ ቅድመ-ትምህርቲ ይዳሎ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። ዝጐደለ ንምምላእ ከምቲ ዝተጠቕሰ በተን መምህራን ከምዝቕረብ እናተገብረ እቲ መደብ ከምዝኸይድ ይግበር ኣሎ። ስለዚ እተን ዝምደባ መምህራን ካብ መጀመርታ ብመነጣጠፊ ክሰርሓ ከም ዘለወን ተሓቢሩወን’ዩ። ኣብ ሃገርና እንኽተሎ መደብ ትምህርቲ፡ ጐረባብትና ምስ ዝኾና ሃገራት’ውን ነዛምዶ ኢና። ምስተን ሃገራት ማዕረአን ንኸይድ ኣሎናን የለናንን ብምዝማድ ድማ’ዩ ዝዳሎ።
• እሞ ኣብዚ ደረጃ’ዚ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለና ክበሃል ይከኣል፧
ኤርትራ፡ ካብ 2005 ክሳብ 2007 ኣብ ኣፍሪቃ ከም ኣብነት ተጠቃሲት ሃገር ዝነበረትሉ ምዝካር ይከኣል። ብኸምኡ ግን ኣይቀጸለትን። ኤርትራ ኣብዚ ዝተጠቕሰ ደረጃ እንከላ ሓንቲ ዘይነበረን ብዓል ሩዋንዳ፡ ሓሊፈናና ኣለዋ። እዘን ሃገራት ነዚ ዘለዋኦ ደረጃ ክበጽሓ፡ መደብ ቅድመ-ትምህርቲ በብግዜኡ መጽናዕቲ ብምግባር ምስ ኮለጅን ዩኒቨርስቲን ኣዛሚደን ክሰርሓሉ ሳላ ዝኸኣላ’የን።
• ናይ ዝሓለፈ ሓሊፉ፡ ኤርትራ ናብዚ ደረጃ’ዚ ንምብጻሕ እንታይ ትገብር ኣላ፧
እዘን ዝተጠቕሳ ሃገራት ናብዚ ዝተጠቕሰ ደረጃ ምዕባለ ቅድመ-ትምህርቲ ንኽበጽሓ ዝሓገዘን፡ ምቛም መሰልጠኒ ማእከል ናይ’ዚ ዓውዲ’ዩ። ንሕና ናብዚ ናታተን ደረጃ ንኽንበጽሕ፡ ምስ ኮለጃትና ተኣሳሲሩ ዝኸይድ ርእሱ ዝኸኣለ መሰልጠኒ ማእከል የድልየና። ከመይሲ ትካልን ኣካይዳኡን ኩሉ ግዜ ሓያል ስለ ዝኾነ። ስራሕና ንግምግም ኢና። እንተኾነ ዓቕምና ድሩት’ዩ። ምስ ኮለጅ ዝተኣሳሰረ ኣሰራርሓ ምህላው ግን፡ እቲ ስራሕ ዝለዓለ ውጽኢት ክህልዎን ንነዊሕ ኣገልግሎት ዝህብን ስለ ዝኸውን ተመራጺ’ዩ።
• ኣበርክቶ ቅድመ-ትምህርቲ ኣብ ጽላት ስርዓተ-ትምህርትና ዝህቦ ጉልበት ብኸመይ ይግምገም፧
“ኣበርክቶ ቅድመ-ትምህርቲ ንስርዓተ- ትምህርቲ ሃገርና እንታይ ጉልበት ይህቦዶ፧ ኣገዳሲት ሕቶ’ያ፡” እንታይ ጉልበት ይህቦ ንምፍላጥ፡ ኣብ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ገምጋም ተኻይዱሉ ነይሩ። ውጽኢቱ ድማ፡ ክልተ ዓመት ብቕድመ-ትምህርቲ ዝሓለፉ ካብቶም ነቲ ዕድል ዘይረኸቡ ተማሃሮ ብምንጽጻር፡ መጠን ምሕላፍ 60 ሚእታዊት ምንባሩ ተረጋጊጹ። ካብዚ ዝዓቢ መርትዖ ድማ የለን።
ትምህርቲ ቅድመ-ትምህርቲ፡ ምስ ቀለማዊ ትምህርቲ ጥራይ ኣይኮነን ዝላለዩ። ብዝተኻእለ ኣብ ኩሉ መዳይ ናይ ህይወት ክላለዩ’ውን ዝገብር መስርሕ’ዩ። እዚ፡ ነቶም ቈልዑ ኣብ መጻኢ ህይወቶም ብዙሕ’ዩ ዝጠቕሞም። ኣብ ገለ እዋን ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ (ማስተርስ ፒኤችዲ) ዘለዎም ሰባት፡ ምስ ዝኾነ ሰብ ናይ ምብህሃል ክእለት ትስእነሎም ንዕዘብ ኢና። ቅድመ-ትምህርቲ፡ እዚ ንኸይህሉ ሓጋዚ’ዩ። ቅድመ-ትምህርቲ ኣብ ህይወት መጻኢ ናይ ሓደ ቈልዓ፡ ናይ ምብህሃልን ኣረኣእያ ክእለቱ፡ ብስለቱን ፍልጠቱን የበርኽ። ብዓቢኡ ኸኣ፡ ደረጃ ሓንጐሉ ዝቕረጸሉን ናይ ምቑላብ ክእለቱ 90 ሚእታዊት ዝሕይለሉን’ዩ። ስለ ዝኾነ፡ ወለዲ፡ ህጻናት ደቅና ብዝለዓለ ክጥቀሙሉ ክንሕግዞም ይግባእ። ከምኡ ስለ ዝኾነ እዩ ዘይትካእ ክሊ ዕድመ ተባሂሉ ዝግለጽ።
ካልእ፡ ተማሃሮ ኣብ መባእታ፡ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ምስ በጽሑ፡ ኣብ ክፍሊ ምድጋምን ብዓቢኡ ካብ ትምህርቲ ምቁራጽን ብልዑል መጠን ከም ዝጐድል ብመጽናዕቲ ዝተረጋገጸ ምዃኑ፡ ከምኡ ዝኾነሉ ምኽንያቱ ከኣ፡ እቶም ቈልዑ ኣብ ቅድመ-ትምህርቲ መሰረት ትምህርቲ ሒዞም ዝዓብዩ ምዃኖም ይግለጽ።
• ደረጃ ብቕዓት ኣብዚ መደብ’ዚ ናይ ዝምደባ መምህራን ብኸመይ ይግለጽ፧ ኣብ ስራሕ ምምሃርንን ምስትምሃርን ደረጃ ብቕዓተን ዝድርዕ ዝወሃበን ስልጠና ኣመልኪትክን እንታይ ትብላና፧
ቅድሚ ሕጂ ብደረጃ ሰርቲፊኬት ዝልካዕ ስነ-ሓሳብን ግብሪን ዝተሰነየ ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ቀሲመን ናብ ስራሕ ከም ዝዋፈራ ይግበር ነይሩ። ሓሙሽተ ሽዱሽተ ዓመት ኮይኑ ግን፡ እቲ ዝወሃብ ዝነበረ ስልጠና ኣይቀጸለን። ሕጂ’ዚ ፕሮግራም ቅድመ- ትምህርቲ ምስተበጋገሰ ግን፡ እኹልን ብቑዕን ሰርቲፊኬት ዘውህብ ንምግባር ጻዕርታት ይካየድ’ኳ እንተሎ፡ ንሱ ክሳብ ዝሰልጥ፡ ኣብ እዋን ክረምቲ ናይ ሓደ ወይ ክልተ ወርሒ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።
ይቕጽል …
Previously we warned that @AbiyAhmedAli sending ministers to military training was fear,not strength. He just confirmed it himself as Dual Readiness. In 1990 z Derg sent AAU students to Blate. It failed. History doesn't repeat,but it rhymes.
#Ethiopia 👇👉
m.facebook.com/story.php?sto…
ፈለግ ሰውራ retweeted
"Eritrea’s independence stands as an irreversible fact of international law and African political history; forged in the crucible of an organic, self-reliant, and spontaneous popular struggle for sovereignty, human dignity and national liberation. "
The Prosperity Party’s Expansionist Myth of Eritrea’s So Called “Arabized” Decolonization
Research and Documentation Division
Ministry of Foreign Affairs
11 November 2026
In contemporary Horn of Africa politics, the information warfare deployed by the ruling Prosperity Party (PP) in Ethiopia and its academic surrogates has increasingly relied on deep-seated historical revisionism.
As the regime’s domestic failures mount, state-sponsored media outlets and intellectual mouthpieces have sought to externalize the country’s political crises by aggressively targeting the historical, legal and moral foundations of the State of Eritrea.
Chief among these revisionism is the so called “Arab Driver” thesis - the absurd claim that the independence of Eritrea as well as the thirty-year Eritrean liberation struggle that led to it was not a genuine, locally initiated, national movement but an “artificial project engineered by external forces, specifically Arab states”, to maliciously separate Ethiopia from its purported “ownership” of the Red Sea.
This narrative is not merely a contentious misinterpretation and conjecture of history; it is a calculated attempt to delegitimize the indigenous, pan-ethnic, and popular foundation of Eritrea’s statehood and its national liberation struggle.
By framing a monumental, multi-generational struggle as a “foreign-sponsored proxy war”, the Prosperity Party attempts to disparage Eritrea’s unassailable legal right to decolonization based upon its pre-existing territorial boundaries and the historical legal instruments governing its colonial status as well as erase the historical record of state-sponsored atrocities committed by successive Ethiopian regimes.
To analyze the actual historical record is to dismantle this revisionist façade and expose the undeniably organic, deeply localized, and legally grounded genesis of Eritrean independence.
The historical baseline of Eritrea’s struggle does not originate in foreign capitals but in the systemic violations of international law perpetrated by successive Ethiopian regimes. The territory constituting modern Eritrea was a cradle of civilizations dating back to millennia.
However, as it is the case with all modern African states, Eritrea took its current form as a state following European colonization, with Italy officially declaring Eritrea its colony in 1890. Following the defeat of Italian colonial rule in 1941, the Eritrean population expected immediate decolonization in line with the global momentum toward self-determination and in accordance with the modalities that were applicable to the other former Italian colonies of Libya and Somalia.
Instead, through Cold War machinations and strategic maneuvers by major Western powers, the United Nations was utilized as a convenient mantle to compromise Eritrea’s sovereignty. In December 1950, the UN General Assembly adopted Resolution 390 A (V), a US-sponsored sham that forcibly federated Eritrea as an autonomous unit under the sovereignty of the Ethiopian Crown. This act was implemented by completely ignoring the expressed wishes of the Eritrean people for full independence.
The launching of the armed national liberation struggle on September 1, 1961, was a direct and legitimate response to Ethiopia’s annexation of, and the injustices meted to, Eritrea in the preceding decades.
Indeed, Ethiopia’s Emperor, Haile Selassie, had from the outset treated the “Federal Act” not as a constitutional treaty, but as a temporary inconvenience that would be progressively subverted.
As it happened, through systematic processes of encroachment, the Imperial regime suppressed Eritrea’s constitutional autonomy; marginalized its elected institutions; undermined its independent judiciary; and progressively eroded the status of its national symbols and local languages.
This aggressive assault culminated in November 1962, when imperial Ethiopian troops surrounded Asmara, and the Emperor unilaterally dissolved the “Federation”, annexing Eritrea outright and declaring it as a mere administrative province.
In the event, the disparaging allusions today by modern PP apologists who frame this history as merely a “thirty-year Eritrean People’s Liberation Front war against the Ethiopian state” represent a deliberate distortion of contemporary history.
The armed struggle was not an isolated military undertaking; nor did it emerge in a vacuum. Rather, it constituted the continuation and eventual expression of the sophisticated civic, political, and nationalist movements that Eritreans had developed during the 1940s. The trajectory from peaceful political mobilization to armed resistance demonstrates that the liberation struggle was fundamentally an indigenous phenomenon, born of a population whose right to determine its political destiny had been systematically denied.
If the legal denial for decolonization provided the structural foundation for the liberation struggle, the extreme brutality of successive Ethiopian regimes provided the crucible that fused diverse ethnic and social groups into a unified, unbreakable, national identity. The struggle was fiercely indigenous because it was sustained by the survival imperatives of the entire Eritrean population, both inside the country and across the diaspora. Its endurance was inseparable from the systematic violence inflicted by the Ethiopian state, whose counterinsurgency campaigns repeatedly targeted civilian populations in an effort to terrorize communities into submission and sever the social foundations of the resistance.
The existential nature of the conflict was ominously accentuated by Emperor Haile Selassie’s chilling declaration - from his Imperial Palace in Asmara - to an audience of Eritrean and Ethiopian officials that Ethiopia desired “the Eritrean land, not its people”. This doctrine was executed with devastating precision across successive decades and regimes, backed by hundreds of millions of dollars in military training, financing, and weaponry from foreign powers.
The feudal monarchy eventually collapsed under the weight of its grandiose ambitions to subjugate Eritrea and centralize imperial power.
The military junta or Dergue, that overthrew the imperial regime, intensified the campaign of terror and repression against the Eritrean people, deploying even greater military force and brutality in a desperate attempt to crush their legitimate struggle for liberation and preserve Ethiopia’s control over Eritrea.
From the scorched-earth policies that leveled rural villages, indiscriminate aerial bombardments, to the horrific civilian massacres from Asmara to Ona, Besikdira, and She’eb, the occupying Ethiopian armed forces repeatedly targeted civilian populations throughout Eritrea. Entire communities were subjected to extrajudicial executions, aerial bombardments of markets, and weaponization of periodic droughts to break the back of the national resistance.
The result of this indiscriminate violence was the exact opposite of what the successive Ethiopian regimes had intended. Instead of crushing the national movement, their atrocities reinforced the conviction among Eritreans that continued subjugation under Ethiopian rule threatened their collective existence and national identity.
The liberation struggle consequently evolved into a genuinely popular movement, sustained by an extraordinary degree of local participation and ownership. Every sector of society, men and women, across all nine ethno-linguistic groups, became active participants in the resistance. The liberation fronts were supplied, clothed, and provided with all the succor needed not by foreign sponsors but by the sacrifices and ingenuity of ordinary farmers, workers, traders, students, and urban underground cells.
To label a popular liberation war that demanded the ultimate sacrifice from virtually every Eritrean household as an “externally driven project” constitutes a profound and abhorrent insult to the tens of thousands of martyrs who gave their lives to liberate their ancestral soil from uninvited foreign occupiers.
The Prosperity Party’s narrative claiming that “Arab nations engineered the Eritrean struggle to permanently deprive Ethiopia from access to the Red Sea” is a desperate geopolitical myth. This fabrication deliberately conflates temporary, transactional diplomatic relations with structural control. While it is a matter of historical record that certain states provided sporadic and nominal material and moral support to the liberation fronts in the early/mid 1960s - and this was largely driven by their own transient Cold War alignments and calculus - the minimal external support neither created the Eritrean national movement nor determined its national orientation, political objectives or operational trajectory. To suggest otherwise is to willfully misconstrue nominal external assistance for the deceitful purposes of denigrating the legitimate struggle whose origins, legitimacy and popular foundations were unmistakably Eritrean.
In fact, the organic self-reliance that the Eritrean struggle advocated from the outset was precisely prompted by, among other considerations of dignity, the vagaries of shifting global alliances.
By the late 1970s and 1980s, when the EPLF emerged as the primary vanguard of the liberation struggle, the movement was structurally and deliberately shunned and isolated by the international community. In a striking geopolitical paradox, the Dergue regime in Addis Ababa secured billions of dollars in advanced weaponry, heavy artillery, and direct tactical support from the Soviet Union, Cuba, and the broader Eastern Bloc in response to its new ideological orientation. Simultaneously, major Western powers continued to support and bankroll the Dergue regime and its war of occupation in Eritrea in spite of the prevailing power-bloc matrix in the Cold War era.
Eritrea triumphed entirely alone, relying on a meticulous doctrine of national self-reliance (ርእሰ ምርኮሳ). Its military capabilities were largely augmented and bolstered through the capture and subsequent utilization of weaponry, tanks, ammunition and other equipment from the Ethiopian army itself. The subterranean medical hospitals, schools, manufacturing units, and agricultural projects carved into the mountains of Sahel were engineered entirely by the resourcefulness, technical skills and collective labour of Eritrean combatants and civilians.
The thirty-year conventional military resistance against sub-Saharan Africa’s largest standing army was sustained and ultimately prevailed due to absolute, deep-seated, local ownership; and, by the Eritrean people’s unyielding, indigenous, will to survive and liberate their homeland.
To conclude, the historical reality remains unassailable. Eritrea’s independence was not a gift granted by external geopolitical architects, nor was it an illegal “secession” from an ancient state. It was the culmination of a protracted and legitimate process of decolonization, grounded in Eritrea’s distinct colonial history, internationally recognized territorial boundaries and the Eritrean people’s inalienable right to self-determination.
Modern Eritrea’s international borders were explicitly defined by the same, turn-of-the-century, colonial acts and treaties that established the sovereign boundaries of every other state across the African continent. Ethiopia’s relatively brief presence in the Red Sea under the 1952 “Federation” and its subsequent annexation was the product of a particular post-war geopolitical anomaly; not an absolute historical entitlement to Eritrean territory or coastline. That arrangement ultimately collapsed under the weight of its own illegitimacy when the Eritrean people reasserted their right to determine their political destiny.
In the event, the desperate attempts by Prosperity Party’s circles to revive the “Arab proxy” myth is designed to indoctrinate and radicalize the Ethiopian population; provide distraction from raging internal conflicts in the Amhara, Oromia, and Tigray Regions; and, justify an adventurist and expansionist agenda under the rubric of acquiring a “sovereign coastline”.
History cannot be rewritten to accommodate the abject failures and political fantasies of a reckless ruling party. Eritrea’s independence stands as an irreversible fact of international law and African political history; forged in the crucible of an organic, self-reliant, and spontaneous popular struggle for sovereignty, human dignity and national liberation. To the contrary, successive Ethiopian regimes have historically served and continue to serve as proxies for external powers. These foreign patrons have bankrolled Addis Ababa’s regional misadventures to the tune of billions of dollars in financial and materiel support, alongside extensive military training and advisory assistance.
ፈለግ ሰውራ retweeted
Thank you 🙏 Canada 🇨🇦: The Genocidal Abiy Ahmed Ali Government has been committing genocide in TIGRAY and in Amhara and the entire state of Ethiopia 🇪🇹‼️
The pathological liar 🤥 Abiy Ahmed Ali is responsible for all the crimes against innocent people of Tigray since the start of the war in November 2020 and till this moment.
Abiy Ahmed Ali, Must be face the consequences of his crimes against humanity and dignity for all the human beings who have been massacred by his regime ordered.
@selama777 @Canada @CanadianPM
#TigrayGenocid #JusticeForTigray
ፈለግ ሰውራ retweeted
News;- Brigadier General Barish leaves #RSF, #Diplomatic sources point to #AbuDhabi looking for ways to exit conflict, citing pressure from recent leaked #UN reports.
For more read 👇
hintsa9.wordpress.com/2026/1…
“ALL OF US FOR YOU”: THE EVERLASTING GLORY OF NATIONAL HONOUR!
During Eritrea’s armed struggle for liberation, when asked, “How large is your army?”, the answer was simple: “The entire population of Eritrea.” This was no exaggeration. The entire Eritrean people were freedom fighters — an undeniable reality recognised by friends and foes alike. It remains an unchanging truth of Eritrean history: yesterday, today and tomorrow.
With limited human and material resources, the Eritrean people defeated successive invading forces backed by powerful nations and equipped with sophisticated weapons. Through their deep love for their country, unwavering national unity and extraordinary spirit of resistance, they drove these forces into the dustbin of history. This is the enduring tradition of Eritrean resistance — a tradition of victory.
When conspiracies emerged in the middle of the last century to deny Eritrea its independence and seize its land and sea, the people possessed little more than simple rifles. Yet they refused to surrender or abandon their ancestral homeland. Despite facing overwhelming political, military and financial support for their adversaries, they stood firm, determined to defend their rights and their country.
Outnumbered and outgunned, they inflicted heavy losses on enemy forces, captured their weapons and ultimately liberated their land and territorial waters. Through their own determination and sacrifice, they achieved independence. The challenges and hostilities that followed independence were confronted through that same spirit of resistance.
The history of Eritrea is, above all, the history of popular resistance.
At home, every citizen has stood as a defender of national sovereignty, regardless of age or gender. On the front lines and in the rear, the Eritrean people have made collective sacrifices, including the ultimate sacrifice of life.
The diaspora has also played an essential role. Wherever they live, Eritreans have stood by their country with one conviction: “Country first! My country is my pride! Nothing is more important than my country!”
During the liberation struggle, many contributed up to 20 percent of their salaries, while others joined the armed struggle directly. After independence, they continued supporting national defence, the Warsay generation, fighters, martyrs' funds, recovery taxes and national bonds.
Beyond financial contributions, Eritreans abroad have organised peaceful demonstrations and defended their country's positions in political, media and diplomatic arenas.
This solidarity has never been limited to military resistance. It has also been demonstrated through collective efforts during natural disasters and disease outbreaks, particularly during the COVID-19 pandemic.
Today, the treacherous leadership of Ethiopia's Prosperity Party, having plunged its own people into devastating conflict and deepening crises, appears to be directing its aggression towards Eritrea, perhaps to divert attention from its domestic failures.
But the Eritrean people, at home and abroad, stand united alongside their steadfast armed forces, prepared to respond to any aggression. This determination continues to resonate through popular resistance meetings across Eritrea and throughout the diaspora.
War has never been the choice of the Eritrean people. Their history is not one of invading others, but of resisting those who invaded them. Their preparations are intended first and foremost to prevent an imposed war. Should one be forced upon them, their determination will be to defeat it.
And defeat it they will!
They will always emerge victorious.
Because a people united in their determination cannot be defeated. #AwetNhafash
ዓወት ንሓፋሽ 3x ✊🏽🇪🇷
“ኩሉንትናይ ንዓኺ”፡ መመሊሱ ዝኹላዕ ሃገራዊ ክብሪ!
*"...ህዝቢ ኤርትራ፡ ብድሩት ሰብኣውን ንዋታውን ጸጋታቱ፡ ነቶም ብዓበይቲ ሓይልታት ተዓሲቦም፡ ትኳቦ ሰኒቖም፡ ክሳብ ዓንቀሮም ዓጢቖም ዝመጹዎ ወረርቲ ስርዓታት፡ በብተራ ናብ ጉሓፍ ታሪኽ ዝደርበዮም፡ ብልዑል ሃገራዊ ፍቕሩ፡ ስጡም ሓድነቱን ሓያል መኸተኡን እዩ – ወትሩ ዕዉት ያታ መኸተ!"
*"...ህዝቢ ኤርትራ ኲናት ምርጫኡ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ኣብ ታሪኹ ‘ተወሪሩ’ እምበር ‘ወሪሩ’ ዝብል ጽያፍ ዛንታ ኣይርከቦን። ዝገብሮ ምድላዋት ከኣ፡ ብቐንዱ ንዝተስገደደ ኲናት ንምውጋድ . . . እንተመጸ ድማ ንምስዓሩ ጥራይ’ዩ"።
shabait.com/2026/11/12/%e1%8…
ፈለግ ሰውራ retweeted
The statistical figures (link below) say it all!
The Potemkin Party continues to rachet up its internal and regional war agendas in all its destabilizing dimensions and ramifications.
Indeed, the Potemkin Party's track-record and signature trademark of war and turmoil are too evident to merit elaboration:
1. Instigation of multiple and spiraling internecine conflicts in the country, (ferocious military confrontations continue to rage, among others, in the Tigray, Amhara, Oromia and Somali regions);
2. Its declared war of choice against Eritrea in pursuit of its delusional agendas of "sovereign access to the sea" as well as projection of "naval power in the Red Sea" in flagrant violation of international law;
3. Exacerbation of the conflict in the Sudan by hosting a military camp in its territory, under the auspices of the UAE, for the conduit of arms, training of RSF troop and the launching of Drones;
4. Illicit acts in Somalia that are fraught with inducing polarization and balkanization of the country.
5. Massive rearmament to achieve its reckless agendas of internal and regional destabilization.
On the other hand, the Potemkin Party does not have the wherewithal/material capability to pursue these reckless wars of choice without the financial largesse that it has, and continues to receive, from various donors. Connect the dots....!
ፈለግ ሰውራ retweeted
“ኩሉንትናይ ንዓኺ”፡ መመሊሱ ዝኹላዕ ሃገራዊ ክብሪ!
*"...ህዝቢ ኤርትራ፡ ብድሩት ሰብኣውን ንዋታውን ጸጋታቱ፡ ነቶም ብዓበይቲ ሓይልታት ተዓሲቦም፡ ትኳቦ ሰኒቖም፡ ክሳብ ዓንቀሮም ዓጢቖም ዝመጹዎ ወረርቲ ስርዓታት፡ በብተራ ናብ ጉሓፍ ታሪኽ ዝደርበዮም፡ ብልዑል ሃገራዊ ፍቕሩ፡ ስጡም ሓድነቱን ሓያል መኸተኡን እዩ – ወትሩ ዕዉት ያታ መኸተ!"
*"...ህዝቢ ኤርትራ ኲናት ምርጫኡ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ኣብ ታሪኹ ‘ተወሪሩ’ እምበር ‘ወሪሩ’ ዝብል ጽያፍ ዛንታ ኣይርከቦን። ዝገብሮ ምድላዋት ከኣ፡ ብቐንዱ ንዝተስገደደ ኲናት ንምውጋድ . . . እንተመጸ ድማ ንምስዓሩ ጥራይ’ዩ"።
shabait.com/2026/11/12/%e1%8…
ፈለግ ሰውራ retweeted
“It should be made clear that any attempt by the Ethiopian government to forcibly access the Port of Asseb will not be accepted or supported by the United States” #Ethiopia
Five #US senators, including the ranking member, committee on foreign relations @SenatorShaheen wrote an urgent letter regarding the war in Ethiopia calling @SecRubio among others to:
1. Assist Americans in need of emergency support in Ethiopia,
2. Ramp up U.S. diplomacy to support an immediate ceasefire and renewed mediation,
3. Protect civilians and ensure humanitarian access,
4. Delay of arms sales to Ethiopia,
5. Prevent further regionalization of the conflict,
6. Surge Humanitarian Assistance,
7. Reinstate Temporary Protected Status for Ethiopians in the USA.
ፈለግ ሰውራ retweeted
THE MAN BEHIND THE CONSEQUENCES. HISTORY WILL HOLD YOU ACCOUNTABLE.
Sheikh Mohamedbin Zayed Al Nahyan, #UAE.
The consequences of your country’s policies and actions in the Horn of Africa must not go unanswered. The suffering, instability, destruction, and loss of innocent lives will never be erased.
The people of the Horn of Africa will remember. #Africa will remember. The world will remember.
Power fades. History remains. Your legacy will be written in Black history, and history will judge.
#Eritrea #Ethiopia #Somali #Sudan #HOA
@umutcagrisariii @business @NeaminZeleke @RedSeaBeacon @SudanTribune_EN @SudanTrends
ፈለግ ሰውራ retweeted
#Eritrea's exercise of patience & self-restraint with the belligerent #Ethiopian regime of @AbiyAhmedAli openly threatening its sovereignty has finally been exhausted. Eritrea has now the right to defend its sovereignty & national security by all means necessary.
#AbiyMustGo
ERITREA 🇪🇷 A Firm and Unwavering Position on Sovereignty and Territorial Integrity
Eritrea maintains a clear and unequivocal position on the fundamental principles of sovereignty and territorial integrity. As President Isaias Afwerki stated in unmistakable terms in May 1998, Eritrea’s position is founded on one simple principle: #We do not #surrender what is #ours and #we do not #seek what belongs to others.”
While Eritrea remains committed to peace, its sovereignty and territorial integrity are not subjects for concession under any circumstances. Eritrea will not engage in negotiations based on preconditions, nor will it yield to threats or coercive pressure.
In the face of the Prosperity Party regime’s reckless ambitions to seize territory that does not belong to it, thereby threatening to plunge the region into further instability, Eritrea has every right under international law to defend its sovereignty and territorial integrity. #Eritrea
#NoCompromise #EritreaFirst
ፈለግ ሰውራ retweeted
ERITREA 🇪🇷 A Firm and Unwavering Position on Sovereignty and Territorial Integrity
Eritrea maintains a clear and unequivocal position on the fundamental principles of sovereignty and territorial integrity. As President Isaias Afwerki stated in unmistakable terms in May 1998, Eritrea’s position is founded on one simple principle: #We do not #surrender what is #ours and #we do not #seek what belongs to others.”
While Eritrea remains committed to peace, its sovereignty and territorial integrity are not subjects for concession under any circumstances. Eritrea will not engage in negotiations based on preconditions, nor will it yield to threats or coercive pressure.
In the face of the Prosperity Party regime’s reckless ambitions to seize territory that does not belong to it, thereby threatening to plunge the region into further instability, Eritrea has every right under international law to defend its sovereignty and territorial integrity. #Eritrea
#NoCompromise #EritreaFirst
ዘይናቱ ዝደሊ፡ ከም ሳእኒ ይበሊ!
*"...ልኡላውነት፡ ናጽነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሃገረ ኤርትራ ዘየማጉት፡ ዘይግሃስን ፍጹምን’ዩ። ብኣንጻር’ቲ ዘሎ ቀጻሊ ምትኹታዂን ዘንቀደ ዘመተን ድማ፡ መንግስቲ ኤርትራ ስትራተጂ ልዑል ትዕግስትን ግትኣተ-ነብስን ክኽተል ጸኒሑ’ሎ"።
*"...ኤርትራ፡ ኣብ መሰረታውያን ዓንድታት ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን እዉጅ መርገጺ’ዩ ዘለዋ። ከም’ቲ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወርሒ ግንቦት 1998 ብዘየወላውል ቃላት ዝገለጾ፡ መርገጺ ኤርትራ 'ናትና ኣይንህብን፡ ዘይናትና ኣይንደልን' ኣብ ዝብል ኣምር ዝተሰረተ’ዩ"።
*"...ኤርትራ፡ ንሰላም ዘለዋ ድሉውነት ኣብ ቦታኡ ኰይኑ፡ ኣብ ልኡላውነታን ግዝኣታዊ ሓድነታን፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት – ብቅድመ-ኩነትን ጎነጻዊ ምፍርራሕን - ሕድገት ይኹን ዘተ ኣይትገብርን..."።
shabait.com/2026/11/09/%e1%8…
ፈለግ ሰውራ retweeted
Eritrea’s 🇪🇷 sovereignty is not a bargaining instrument.”
#Ethiopia #HornOfAfrica #InternalConflict #Peace #Accountability
By:#Salilna
sahilna.com/ethiopia-a-state…
ፈለግ ሰውራ retweeted
Replying to @hawelti
History has already delivered its verdict: there can be no lasting peace in the #Horn of #Africa when sovereignty is violated, internationally established borders are challenged, and hegemonic ambitions are placed above international law.
This is a powerful and timely articulation of #Eritrea|s historical experience, principled position, and unwavering commitment to sovereignty and territorial integrity. Peace and stability in our region must be built on mutual respect, sovereign equality, and respect for internationally recognized borders, not territorial revisionism, coercion, or the pursuit of strategic interests at the expense of another nation's sovereignty.
#Eritrea seeks neither what belongs to others nor relinquishes what is rightfully its own. This is a position firmly anchored in sovereignty, territorial integrity, sovereign equality, and respect for international law. #Eritrea has no claims over the territory, resources, or sovereign rights of any other nation, and expects the same unequivocal respect for its own.
Its ports, coastline, islands, and territorial waters are not bargaining chips to be traded away or instruments to be appropriated in pursuit of another country's strategic or economic ambitions. Nor can one state's perceived needs confer rights over another state's sovereign territory. Economic interests and legitimate commercial arrangements can be pursued through cooperation and mutual agreement; sovereignty, however, cannot be claimed, negotiated away under duress, or acquired through threats and coercion.
This is ultimately a matter of principle, historical justice, and national dignity. #Eritrea|s commitment to peaceful relations and regional cooperation remains firm. But peace cannot be secured through appeasement, territorial concessions, or the subordination of one nation's sovereign rights to another's ambitions. Peace must begin with respect for sovereignty, and stability must rest on the recognition that what belongs to one nation cannot become the entitlement of another.
The rule of law must prevail over the law of the jungle!
ERITREA 🇪🇷 A Firm and Unwavering Position on Sovereignty and Territorial Integrity
Eritrea maintains a clear and unequivocal position on the fundamental principles of sovereignty and territorial integrity. As President Isaias Afwerki stated in unmistakable terms in May 1998, Eritrea’s position is founded on one simple principle: #We do not #surrender what is #ours and #we do not #seek what belongs to others.”
While Eritrea remains committed to peace, its sovereignty and territorial integrity are not subjects for concession under any circumstances. Eritrea will not engage in negotiations based on preconditions, nor will it yield to threats or coercive pressure.
In the face of the Prosperity Party regime’s reckless ambitions to seize territory that does not belong to it, thereby threatening to plunge the region into further instability, Eritrea has every right under international law to defend its sovereignty and territorial integrity. #Eritrea
#NoCompromise #EritreaFirst
ዘይናቱ ዝደሊ፡ ከም ሳእኒ ይበሊ!
*"...ልኡላውነት፡ ናጽነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ሃገረ ኤርትራ ዘየማጉት፡ ዘይግሃስን ፍጹምን’ዩ። ብኣንጻር’ቲ ዘሎ ቀጻሊ ምትኹታዂን ዘንቀደ ዘመተን ድማ፡ መንግስቲ ኤርትራ ስትራተጂ ልዑል ትዕግስትን ግትኣተ-ነብስን ክኽተል ጸኒሑ’ሎ"።
*"...ኤርትራ፡ ኣብ መሰረታውያን ዓንድታት ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን እዉጅ መርገጺ’ዩ ዘለዋ። ከም’ቲ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወርሒ ግንቦት 1998 ብዘየወላውል ቃላት ዝገለጾ፡ መርገጺ ኤርትራ 'ናትና ኣይንህብን፡ ዘይናትና ኣይንደልን' ኣብ ዝብል ኣምር ዝተሰረተ’ዩ"።
*"...ኤርትራ፡ ንሰላም ዘለዋ ድሉውነት ኣብ ቦታኡ ኰይኑ፡ ኣብ ልኡላውነታን ግዝኣታዊ ሓድነታን፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት – ብቅድመ-ኩነትን ጎነጻዊ ምፍርራሕን - ሕድገት ይኹን ዘተ ኣይትገብርን..."።
shabait.com/2026/11/09/%e1%8…
ፈለግ ሰውራ retweeted
#Condolences: His Reverend Abune Lucas, Administrator of the Office of the Patriarch, Member of the Holy Synod of the Orthodox Tewahdo Church, and, Archbishop of the Central Region, has passed away at the age of 94 due to illness.
Prayer services for Abune Lucas will be held on Wednesday at Asmara's St. Mary Church and Funeral Services later on Thursday, 12 November, at Debre Libanos Monastery.









































